401.什么? 再说一遍.
402.什么? 我听不懂.
403.在网上找找吧.
404.行了, 别再说了.
405.我想可能是吧.
406.为什么不早说?
407.你不会怪我吧?
408.他俩一模一样.
409.这么快就走啊?
410.你怎么在这儿?
|
401. እንታይ ደጊምካ በል።
402. እንታይ?ኣይርድኣንን እዩ።
403. ኣብ ኢንተርነት ርኣይዎ።
404. እሺ ምዝራብ ኣቋርጽ።
405. ምናልባት ከምኡ ክኸውን ይኽእል ይመስለኒ።
406. ስለምንታይ ኣቐዲምካ ዘይበልካዮ?
407. ኣይትወቅሰኒን ኢኻ ሓቀይ?
408. ልክዕ ሓደ እዮም።
409. ቀልጢፍካ ትኸይድ?
410. ንምንታይ ኣብዚ ኣለኻ
|