391.这事与你无关.
392.谢谢你的帮助.
393.祝你玩得开心.
394.我被放鸽子了.
395.我不是故意的.
396.有什么好笑的?
397. 一点也不麻烦.
398.就是这个意思.
399.说点别的行吗?
400.没什么事儿吧?
|
391. እዚ ጉዳይ ምሳኻ ዘራኽብ የብሉን።
392. ንዝገበርኩምልና ሓገዝ የቐንየልና።
393. ተስፋ ይገብር ክትጥዕመኩም።
394. ኣነ ተስፋ ቆሪጸ ኣለኹ።
395. ኮነ ኢለ ኣይኮንኩን ዝገበርክዎ።
396. እንታይ እዩ ክሳብ ክንድዚ ዘስሕቕ?
397 . ፈጺሙ ጸገም የለን።
398. እዚ ማለተይ እየ።
399. ካልእ ክትብል ትኽእል ዲኻ
400. ዝኾነ ጌጋ የለን?
|